News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝረኽቦም ቃለ-መጠይቓትን ሰሙናዊ መደባትን ድማ የስዕብ ። ሰሙናዊ መደባት ዓርቢ፡ ቂሔ-ጽልሚ / ፍሉይ መደብ/ ሕቶን መልስን ...
ሓረስቶት ካብ መሬቶም ብዙሕ ፍረ ንኽሓፍሱ ዝሕግዝ ስነ-ህይወታዊ ተፈጥሮ ተጠቂሙ ኣብ ርሕቀት ብዘሎ መሳርሒ ዝሕግዝ ምህዞ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኖርዝወስተርን ኣማዕቢሎም ኣለዉ። እዚ መሳርሒ’ዚ ሓረስቶት መሬትም ክፈልጡን ብኡ መጠን ከኣ ንምልማዕ ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ። እቲ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝሓለፈ ዓርቢ ናብ ወጻኢ ሃገራት ንሰደድ ሰሊጥ ዝጸዓና መካይን ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ሓደ መራሕ መኪና ሞይቱ፡ ሓደ ካልእ ቆሲሉ ካልኦት ብዝሒ ዘለዎም ድማ ምጭዋዮም ነቲ ኩነታት ብቕርበት ዝከታተሉ ግን ብሰንኪ ስግኣት ስሞም ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ፕረዚደንት ባይደን ሎሚ ሰኑይ 23 ታሕሳስ 2024 ካብ 40 ናይ ሞት ፍርዲ ተፈርድዎም ዝጸንሑ እሱራት ን37 ፍርዶም ናይ ናይ ዕድመ ማእሰርቲ ከም ዘመሓየሸሎም ተገሊጹ። ንሶም ነዚ ስጉምቲ ዝወሰዱ ኣብ ቀዳማይ ምምሕዳር ትራምፕ ብዝሒ ዘለዎም ናይ ሞት ፍርዲ ...
ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን፡ ምዕራባውያን ናብ ቀይሕ መስመር ገጾም ይደፍኡና ኣለዉ ክብል ከሲሱ። ንሓደ ኣኼባ ሰበ-ስልጣን ምክልኻል ዝተዛረበ ፑትን፡ ሩስያ ፡ ኣመሪካ ዝተገብሮ ዘላ ምትካል ነዊሕ ርሕቀት ሚሳይላት ብሸለልታ ከም ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ብኣቆጻጽራ ዋሽንግተን ዲሲ መደረ ዘስምዐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን፡ ምስ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ከም ዝተዘራረበ ብምሕባር፡ ምምሕዳሩ ስሩዕን ጽፉፍን ምስግጋር ስልጣን ክግበረሉ ምዃኑ ከም ዘረጋገጸሉ ...
ኣይንፈላለ፡. ሕድሪ፡ ብርኩታን ካልእን ሓዊስካ ትሸዓተ ናይ መድረክ ድራማታትን፡ ምቁር መርዚ፡ መንገኛ፡ ስንክሳር ዝብሉ ዝርከብዎም 14 ፊልምታታን ንህዝቢ ዘቕረበን ካብዚኦም ን20 ዝደረሰን ዝኣለየን ስነ-ጥበበኛ እዩ። መምህር ጠዓመ ንከም በዓል ...
ኣብ ከተማ ታምፓ ዝነብር ተዓዋቲ ማራቶን መብራህቶም ክፍለዝጊ (መብ)፡ህቦብላ ፍሎሪዳ ኣብ መገሻ ከሎ ከም ዘጋጠመ፡እንተኾነ ኣብ ስድራቤቱን ንብረቱን ዝወረደ ርኡይ ጉድኣት ከም ዘየለ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቡ። በዓልቲ ቤቱ ዮርዳኖስ ኣስገዶም ምስ ...